Form: Students, Family & Caregiver Survey
English
-
Kiswahili
-
Ikinyarwanda
-
ትግርኛ
-
عربى
-
বাংলা
-
မြန်မာ
-
Af Soomaali
-
Español
-
नेपाली
ነዚ ናይ ማሕበረ ኮም ቤት ትምህርቲ መደባት ኣመልኪቱ ክሳዕ ክንደይ ዓጊብካ ኣለኻ?
ኣዝዬ ዕጉብ
ዕጉብ
ዘይ ዕጉብ
ኣዝዬ ዘይ ዕጉብ
ኣየኖት ናይ ማሕበረ ኮም ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎታት ሓገዝቲ ኾይኖም ረኺብካዮም?
ብመገዲ ማሕበረ ኮም ቤት ትምህርትኻ፣ እንታይ ተወሰኽቲ ኣገልግሎታት ኽውሃቡ ምደሌኻ?
ኣካዳሚካዊ (ምርዳእ፣ STEM፣ ኣርትስ፣ ወዘተ)
ንዓበይቲ ዝኸውን ትምህርቲ ስልጠና/ፕሮግራሚንግ
ናይ ሞያ/ ኮሌጅ ዳህሰሳ
CTE
ንስድራ ቤት ዝኾኑ ምንጭታት (ፋይናንሳዊ፣ ሕጋዊ፣ መንበር ገዛ ኣሎነት፣ ወዘተ.)
ጥዕናን ናይ ስኒ ሕክምናን
ናይ ስነ ኣእሙሮ ጥዕና/ካውንስሊንግ/SEL
ናይ ዝተፈላለዩ-ባህልታት ምንጭታት
ኩነታት ጥዕናን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባን
ኣብ መጻኢ መደባት ንእትገብሮ ንተሳትፎን/ምምጻእን ከደንፍዑ ዝኽእሉ መደባት፣ ኣገልግሎታትን ደገፍን እቲ ማሕበረኮም ቤት ትምህርትኻ ቀቕርብ ይኽእል?
ይልእኽ